+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ሓቂ ሰረት ምስ ዓለም ለኸ ናይ ሓቂ ኣባላት ፈለማይ ኦፊሺያል አኼባ ገይሩ እዩ።

ሓቂ ሰረት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዝተፈላለዩ ኣባላት ኣለዉዎ።  ብ ናይ ጎርጎሮሳውያን ኣቆፃፅራ ብዕለት 5 ጥሪ 2023 ዓ/ም እቲ ጉጅለ ምስ ካብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ፈላማይ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ ገይሩ እዩ።  ኣብ ቲዋዕላ እቲ ጉጅለ ኣብ ውሽጢ ዓድን ዓለም ለኸን ምስ ዘለው ኣባላት ብዛዕባ ኣብ ኸይዲ ዘለዉ ዝተፈላለዩ  ናይ ፕሮጀክት ሓሳባት ዘተ ኣካይዱ እዩ።