+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ብዛዕባና

 

ንሕና መን ኢና

ሓቂ ሰረት ብሰንኪ ኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት፣ መሰረተ ልምዓታትን ግልገሎታትን ዳግምም ንምሕዋይ ዝተመስረተ ዘይመንግስታዊ ትካል እዩ። ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኲናት ልዑል ዝኾነ ዕንወት ዘጋጠመ ዋላዃ እንተኾነ ብተመሳሳሊ መልክዑ ናይ ሓላፍነት ስምዒት፤ ናይ ምትሕብባርን ናይ ብዙሓት ሰባት እጃም ናይ ምውፋይን ድልየት ፈጢሩ እዩ።

ነዚ ዓብዪ አጋጣሚ እዚ ብምጥቃም ምስ ደገፍትና ንመሳርሕትናን ብምትሕብባር አብ ናይ ስራሓውቲ ዳግማይ ሕውየት ትግራይ ንከይዲታትን ዝድግፉ ፕሮጀክትታት ክንሰረሕ ኢና። ሓቂ ሰረት ንደቂሰባት ንምግልጋል ዝተመስረተ ኮይኑ ካብዝኾነ ፖለቲካን ሀይማኖትን ነፃ ዝኾነ ትካል እዩ።



ራኢና

ታሪኹን ልምዱን ዝፈልጥ ፍትሓውን መምረታይን ማሕበረሰብ ምህናፅ እዩ። 

ልእኽቶና

አብ ሳይንስ መሰረተ ዝገበረ ኢሂንሚሂ ንምባል፣ ፈጠራ፣ ሓቢርካ ምስራሕ፣ ማሕበራዊ ለውጢ ምጥንኻርን ምንቅቓሕን እዩ።


ሽቶና

ዓቅሚ ዘለዎም ውልቀሰባት ብምትአኽኻብ፤ ፕሮፖዛል ብምስራሕ፤ ሃፍቲ ብምትእኽኻብን ፕሮጀክትታት ብምትግባርን ኣብ ዕብየት ትግራይ ናይ ባዕሎም እጃም ዘወፍዩሉ ጡጡሕ ባይታ ምፍጣር እዩ። 


ኣባላትና


Fasika Amdeslasie (MD, MHPE, FCS-ECSA) 

General Manager 



Henok Eyob

Web Administrator 


ናይ ቦርድ ዳይሬክተራት

Afwerki Mulugeta (Prof.)


Fasika Amdeslasie (MD, MHPE, FCS-ECSA)


Araya Medhanye (Ph.D.)


Zenawi Zerihun (Ph.D.)