HAQI Foundation Launches Trauma-Informed Care Project in Maichew ሚያ 19, 2024 The seeds of change were sown on April 13th at Tadele Hotel in Maichew Town, Tigray. The Haqi Foundation, aware of the limited access to mental health services in the region, launched a project to int... ተወሳኺ የንብቡ
HAQI Line: Call Handlers Equipped with Essential Skills through Basic GBV and Service Referral Package Training መጋ 25, 2024 In response to the escalating gender-based violence (GBV) situation in Tigray, HAQI Line has taken proactive steps to enhance its response capability by conducting the Basic GBV and Service Referral P... ተወሳኺ የንብቡ
HAQI Foundation's Volunteer Promotion Activity Raises Awareness for HAQILINE Helpline ሕዳ 25, 2023 HAQI Foundation, a leading mental health organization, successfully conducted a targeted promotion activity to raise awareness and understanding of the HAQILINE helpline. The event, which took place o... ተወሳኺ የንብቡ
Mental Health and Psycho-social Support (MHPSS) Training for Ethiopian Red Cross Society Staff and Volunteers ሓም 10, 2023 The HAQI Foundation, in collaboration with Ms. Nadine Kung a delegate from ICRC in the field of Protection of Family Links (PFL), is delighted to announce the successful completion of a one-day traini... ተወሳኺ የንብቡ
ስልጠና ጥዕና ኣእምሮ ንሰራሕተኛታት ቢሮ መሬትን ማዕድንን ትግራይ ድሕሪ ቅልውላው ሓም 5, 2023 ብሰንኪ እቲ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ኲናትን ከበባን ንዝተጎድኡ ብዙሓት ተጋሩ ጥዕና ኣእምሮ ንምፍዋስ ዓሊሙ ስረት ሓቂ፤ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ቀፃሊ ዝኮነ ስልጠናታት ኣብ ምሃብ ይርከብ። ስራሕተኛታት ቤት ዕዮ መንግስቲ ብሰንኪ እቲ ኣዝዩ መስካሕክሒ ተጓንፎታቶም ዝተኣሳሰር ልዑ... ተወሳኺ የንብቡ
ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊን ንማሕበራዊን ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ ናይ ስልኪ መስመር ጀሚሩ ሰነ 19, 2023 ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊን ንማሕበራዊን ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ ናይ ስልኪ መስመር ጀሚሩ! ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊ ማሕበራዊ ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ መስመር ስልኪ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ንዘሎ ሰፊሕ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ጠለብ ንምምላእ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ልዑል ፃዕሪ እጃሙ ንምውፃእ፤ ካብ 19 ሰነ 2... ተወሳኺ የንብቡ
Psychological Healing Training for the Office of Auditor General (OFAG) of Tigray Region Staffs ሰነ 10, 2023 From may 29, 2023 to June 2, 2023, HAQI Foundation held a five-day training session for 220 staffs of Auditor General (OFAG) of Tigray region in Wukro city. The training was held in two groups, each c... News and Announcements new ተወሳኺ የንብቡ
መስመር ሓገዝ ሓቂ ግን 22, 2023 መስመር ሓገዝ ሓቂ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጣየሸ መስመር ቴሌፎን ኮይኑ ኣብ ትግራይ ንዝነብር ህዝቢብርሑቕ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊን ማሕበራዊ ን ድጋፍን (MHPSS) ንምሃብ ዝዓለመ እዩ። እዚ ተበግሶ’ዚ፤ ኣብቲ ዞባ ህፁፅ ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ከም ዘድልይ ብምግንዛብ፤ ብተሌፎን ቀዳማይ ረድኤት ግልጋሎት ስነ-ኣእምሮኣዊ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ሰረት ነፃ ዝኮነ ንሓገዝ ዝውዕል ናይ ስልኪ መስመር ናይ ምትእትታው ስራሓውቱ ወጊኑ ሚያ 22, 2023 HAQI Foundation ሓቂ ሰረት ካብ ነፃ ዝኮነ ናይ ሓገዝ መስመር ናይምትእትታው ስራሓውቱ ወጊኑ። እዚ ናይ ሓገዝ መስመር እዚ ኣብ ትግራይ ናይ ስነልቦናዊ ደገፍ ንዝደልዩ ወገናት ክሕግዝ እዩ። ወገናት ካብ ዝኮነ ክፋል ናይ ትግራይ ስልኪ ብምድዋል ግልጋሎት ክረኽቡ ይኽእሉ። ኣብዚ ግልጋሎት እዚ ከም ነፃ ናይ ምክ... ተወሳኺ የንብቡ
ሰረት ሓቂ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ናይ ምርድዳእ ስምምዕ ፈሪሙ ሚያ 14, 2023 ብዕለት 12 ሚያዝያ 2023 ሰረት ሓቂ ምስ ጨንፈር ትግራይ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ናይ ምርድዳእ ስምምዕ ፈሪሙ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሰረት ሓቂ ንወለንተኛታት ቀይሕ መስቀል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ስልጠና ጥዕና ኣእምሮን ፈውሲን ክህብ እዩ። እዚ ምትሕብባር፤ ወለንተኛታት ቀይሕ መስቀል ትግራይ ኣብ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ሰረት ምስ ዓለም ለኸ ናይ ሓቂ ኣባላት ፈለማይ ኦፊሺያል አኼባ ገይሩ እዩ። ጥሪ 5, 2023 ሓቂ ሰረት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዝተፈላለዩ ኣባላት ኣለዉዎ። ብ ናይ ጎርጎሮሳውያን ኣ ቆፃፅራ ብዕለት 5 ጥሪ 2023 ዓ/ም እቲ ጉጅለ ምስ ካብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ፈላማይ ዓለም ለኻ ዊ ዋዕላ ገይሩ እዩ። ኣብ ቲዋዕላ እቲ ጉጅለ ኣብ ውሽጢ ዓድን ዓለም ለኸን ምስ ዘለው ኣባላት ብዛዕባ ኣብ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ሰረት ናይ ሕጋውነት ፈቓድ ረኺቡ ጥሪ 5, 2023 ን ኣባላት ሓቂ እንኳዕ ደስ በለኩም! ሓቂ ሰረት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ልምዓት ምንቅስቃሳት ንምስታፍን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሕጋዊ ኣካል ንምዃን ፍቃድ ረኺቡ ኣሎ። HAQI ( ሰብ ኣ ዊነት፣ ቅልጣፈ፣ ጽሬት፣ ተኣማንነት) ዝተመስረተ እቲ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ኣብ ልዕሊ እቲ ከባብን ዋላኳ ፀቅጢ እንተ ሃለዎ እቲ ማሕበረሰ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ