+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ሓቂ ምስ ሓቂ ሰረት ሓቢርካ ንምስራሕ በሩ ኸፊቱ

ሓቂ ሰረት ኣብ ኸይዲ ዳግማይ ህንጸት ትግራይ  እጃሞም ንምውፋይ ምስ ዝደልዩ  ውልቀ ሰባትን ትካላትን ንምትሕብባር በሩ ክፉት እዩ። ኣብዚ ሰዓት እዚ ምስ ትግራይ ጠጠው ምባል ንደቂሰባት ጠጠው ከም ምባልን ህይወት ምድሓንን እዩ። ሕሉፍ ታሪክ ዝኾነ ይኹን ሓቂ እቲ ኸይዲ ናይ ሕውየት ንምቅልጣፍ ፍቃደኛን ዓቅሚ ዘለዎን ውልቀ ሰባት ብምትእኽኻብ ልዑል ዝኾነ ፃዕሪ ይገብር።

ስለዚ ኩሉኹም መፂእኹም ንህዝቢ ትግራይ ምምሕያሽ ክትትሓባበርዎ ሓቂ ጻዊዒቱ የቅርብ።