ሓቂ ዌቢናር መጋ 8, 2023 ዌቢናር ሓቂ ሰረት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዝተፈላለዩ ኣባላት ኣለዉዎ። ብ ናይ ጎርጎሮሳውያን ኣቆፃፅራ ብዕለት5 ጥሪ 2023 ዓ/ም እቲ ጉጅለ ምስ ካብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ፈላማይ ዓለም ለኻ ዊ ዋዕላ ኣሳሊጡ እዩ። ኣ ብቲ ዋዕላ እቲ ጉጅለ ኣብ ውሽጢ ዓድን ደገን ምስ ዘለው ኣባላት ብዛዕባ ኣብ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ምስ ሓቂ ሰረት ሓቢርካ ንምስራሕ በሩ ኸፊቱ ጥሪ 6, 2023 ሓቂ ሰረት ኣብ ኸይዲ ዳግማይ ህንጸት ትግራይ እጃሞም ንምውፋይ ምስ ዝደልዩ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ንምትሕብባር በሩ ክፉት እዩ። ኣብዚ ሰዓት እዚ ምስ ትግራይ ጠጠው ምባል ንደቂሰባት ጠጠው ከም ምባልን ህይወት ምድሓንን እዩ። ሕሉፍ ታሪክ ዝኾነ ይኹን ሓቂ እቲ ኸይዲ ናይ ሕውየት ንምቅልጣፍ ፍቃደኛን ዓቅሚ ዘለዎን ው... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ