HAQI Foundation Launches Trauma-Informed Care Project in Maichew ሚያ 19, 2024 News The seeds of change were sown on April 13th at Tadele Hotel in Maichew Town, Tigray. The Haqi Foundation, aware of the limited access to mental health services in the region, launched a project to int... ተወሳኺ የንብቡ
HAQI Line: Call Handlers Equipped with Essential Skills through Basic GBV and Service Referral Package Training መጋ 25, 2024 News In response to the escalating gender-based violence (GBV) situation in Tigray, HAQI Line has taken proactive steps to enhance its response capability by conducting the Basic GBV and Service Referral P... ተወሳኺ የንብቡ
ዘንብብ ይዕንብብ ለካ 5, 2024 Blog ትምህርቲ ንዕብየት ሓንቲ ሃገርን ምምዕባል ሕ/ሰባዊ ለውጥን ኣዝዮም ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ነገራት እቲ ቀንድን ወሳናይ ተራ ዝፃወትን ዓውዲ እዩ፡፡ ሎሚ ሎሚ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ዓለም ወለዶታት እናተቐባበሉ ኣብ ዓብዪ ብርኪ ዘብፅሑዎ ቁጠባ፣ ፖለቲካ፣ ቴክኖሎጂ ከምኡ ‘ውን ማሕበረሰባዊ ለውጢ መሰረቱ... Blogs and Stories haqi ተወሳኺ የንብቡ
ዕውት ዛንታ ኣብ ምጥፋእ ፅዕንዕንታ ታሕ 8, 2023 Blog ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ፀገማት ኣእምሮ 13% ካብ ዓለማዊ ፆር ሕማማት ክሕዝ ምዃኑ ይግምት። ጥዕና ኣእምሮን ተዛመድቲ ጉዳያትን ናይ ምቕራብን ምፍታሕን ቡዝሕ ኣገባባት ኣለዉ፣ ሓደ ካብኣቶም ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ካብ ዌብሳይትን ኦንላይን መድረኻትን ክሳብ ስማርትፎናት ምጥቃምን ቴሌፎንን ሞባይልን ኣፕሊኬሽናት ካብ ነዊሕ ... ተወሳኺ የንብቡ
HAQI Foundation's Volunteer Promotion Activity Raises Awareness for HAQILINE Helpline ሕዳ 25, 2023 News HAQI Foundation, a leading mental health organization, successfully conducted a targeted promotion activity to raise awareness and understanding of the HAQILINE helpline. The event, which took place o... ተወሳኺ የንብቡ
ትምኒተይ ንትግራይ ሕዳ 6, 2023 Blog ገለ ሰባት ትግራይ ዓድና ከም እስራኤል ክትከውን ኣለዋ ክብለ እሰምዕ እየ። እሂን ምሂን ዝብል ቃል ወለድና ካብ ቀደም ጀሚሮም ይጥቀሙላ እዮም። ብስፊሑ ዝጥቀሙላ ድማ ካብ ምሁራት ትግራዋይ ፕሮፌስር ገሊውድዮስ ኣርኣያ እዮም። ፕሮፌስር ገሊውድዮስ “consensus politics” ኢሎም ብዙሕ ግዜ ተንቲኖምዎ እዮም። እ... ተወሳኺ የንብቡ
Mental Health and Psycho-social Support (MHPSS) Training for Ethiopian Red Cross Society Staff and Volunteers ሓም 10, 2023 News The HAQI Foundation, in collaboration with Ms. Nadine Kung a delegate from ICRC in the field of Protection of Family Links (PFL), is delighted to announce the successful completion of a one-day traini... ተወሳኺ የንብቡ
ስልጠና ጥዕና ኣእምሮ ንሰራሕተኛታት ቢሮ መሬትን ማዕድንን ትግራይ ድሕሪ ቅልውላው ሓም 5, 2023 News ብሰንኪ እቲ ዝተኻየደ ኣዕናዊ ኲናትን ከበባን ንዝተጎድኡ ብዙሓት ተጋሩ ጥዕና ኣእምሮ ንምፍዋስ ዓሊሙ ስረት ሓቂ፤ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ዝተፈላለዩ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ቀፃሊ ዝኮነ ስልጠናታት ኣብ ምሃብ ይርከብ። ስራሕተኛታት ቤት ዕዮ መንግስቲ ብሰንኪ እቲ ኣዝዩ መስካሕክሒ ተጓንፎታቶም ዝተኣሳሰር ልዑ... ተወሳኺ የንብቡ
ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊን ንማሕበራዊን ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ ናይ ስልኪ መስመር ጀሚሩ ሰነ 19, 2023 News ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊን ንማሕበራዊን ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ ናይ ስልኪ መስመር ጀሚሩ! ሰረት ሓቂ ኣብ ትግራይ ንስነ-ኣእምሮኣዊ ማሕበራዊ ድጋፍ ዝሕግዝ ናፃ መስመር ስልኪ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ንዘሎ ሰፊሕ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ጠለብ ንምምላእ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ልዑል ፃዕሪ እጃሙ ንምውፃእ፤ ካብ 19 ሰነ 2... ተወሳኺ የንብቡ
Psychological Healing Training for the Office of Auditor General (OFAG) of Tigray Region Staffs ሰነ 10, 2023 News From may 29, 2023 to June 2, 2023, HAQI Foundation held a five-day training session for 220 staffs of Auditor General (OFAG) of Tigray region in Wukro city. The training was held in two groups, each c... News and Announcements new ተወሳኺ የንብቡ
ርሑስ በዓል መምህራን ንመምህራን ትግራይ ግን 24, 2023 Blog ኣብ ትግራይ ዳግመ ህንፀትን ምሕዳስን ትምህርቲ ኣብ ግምት ብምእታው ልባዊ ትምኒተይ ናብቶም መፃኢ ክልልና ኣብ ምቕራፅ ወሳኒ ግደዝፃወቱ መምህራን ትግራይ ይብፃሕ። እዞም ብሰንኪ መስካሕክሒኲናት ትግራይ ዝተፀገሙ መምህራን ብዘለዎም ተወፋይነትን ፅንዓትን ደገፍን ኣፍልጦን ይግበኦም። ንመምህራን ትግራይ ዘለኒ ትምኒት እነ... ተወሳኺ የንብቡ
ደቂ ትግራይ ግን 24, 2023 Blog ድሕሪ ሳዕቤን እቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ኣዕናዊ ኲናት፤ንደቂ ትግራይ ብሩህ መፃኢ ብምሕሳብ ዓᎁቕ ትምኒትና ዙርያ መለሽ ህይወቶም ልዕል ዘብልን ኩለንተናዊ ምዕባለኦም ዘዕቢ መዕበዪ ሃዋህው ምፍጣር ዘማእከለ እዩ። እዚ ትምኒት እዚ ንህፃናት ኣብ ዓለምና ዝበለፁ ነገራት ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ቁስሎም ንምፍዋስ፡ ዕድላት ንምሃብ... ተወሳኺ የንብቡ