ብዛዕባ ሓቂ ሰረት
It is no secret that a great economic comeback requires grand ideas. Recovery from grand-scale destruction requires comprehensive and all-inclusive interventions. The HAQI Foundation serves as a platform for catalyzing the evidence-driven recovery and better rebuilding of Tigray.
HAQI, as a word, means truth. The word came first, and we tried to give every letter a word to also make HAQI an acronym. The acronym ended up being Humanity, Agility, Quality, and Integrity.Established by a team of concerned individuals, HAQI believes in the synergistic effect of ideas coming together to generate the strategies, frameworks, and interventions that will make recovery possible. All good-meaning individuals are welcome to join HAQI for rehabilitation by sharing their ideas, ambitions, and dreams for Tigray. Good recovery begins with well-vetted ideas that are clear, relevant, and customized. We are inviting others to collaborate with us.
ሓቂ ሰረት ብጥበብ ኢሂን ሚሂን ተባሃሂልና ብንምህዞም ሜላታትን ስራሕትን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ንምርጋግፅ ግዱሳት ተጋሩ ዝፈጠርዎ መድረኽ እዩ ። ዓበይቲ ሓሳባት ዝ ህቀኑሉን ዝትግበሩሉን ሰረት ንክኸውን ኩሎም ሓሳብ ዘለዎም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ምሳና ክሰርሑ ንዕድም።
ሓቂ ፋውንዴሽን ተመካክረን ሃሳቦችን አሰላስለን በማቀድና በመተግበር የትግራይን ዳግም ግንባታ እና እድገትን ለማረጋገጥ ተቆርቋሪ ዜጎች የፈጠሩት መድረክ ነው ። ትግራይን መልሶ ለመገንባት የሚጠቅሙ ሃሳቦችዎን እያጋሩን አብረውን ይሰሩ ዘንድ ተጋብዘዋል።

መፅናዕትታትና
ዓመታት
ለገስቲ
ፕሮጀክትታት
Mental Health Training
The Tigray war has left deep scars on
the hearts and minds of countless people. The trauma and emotional distress
resulting from the conflict demand urgent attention. Recognizing the critical
importance of addressing mental health in post-war recovery, HAQI Foundation
has taken the initiative to establish a specialized program to address these
pressing needs.
Trainings provided by HAQI's mental health experts
1. Daughters of charity's Volunteers (10 in number) 5 days training on PFA and Psychosocial support
2. Ministry of Revenue (360 trainees) 2 days on 2 session Psychological healing and Trauma Informed care
3. Customs around 216 in number. 2 days on 2 sessions.
ስራሓውትታትና
ሓቂ ሰረት ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ስፍሪ ቑፅሪ ዘይብሎም ብዙሓትን ሰፋሕትን ፕሮጀክትታትን ምንቅስቃሳትን ክህልዎ ከምዝኽእል ንግምት። ኾይኑግና ሓቂ ከም መበገሲ ብቱኽረት ዝንቀሳቀሰሎም ቀንዲ ሓሳባት እዞም ዝስዕቡ እዮም።

1. ሓልዮት ንሰብ ሞያ ጥዕናን ትምህርትን
“To care for those who care for others is one of the highest honors!” —Tia Walker, author
The Care for Caregivers project is an initiative that aims to identify the extent and severity of the impact of the war—including mental and physical trauma, as well as service disruptions experienced by healthcare and education professionals during the war—in order to design various programs and interventions to support their recovery process. We intend to design programs that improve their own well-being and their capacity to manage patients, students, and others who are affected by the war .

2. መንገዲ ሕውየት
“ካብ ናይ ባዕሉ ጌጋታት ዝማሃር ዓሻ ጥራይ እዩ። ንፉዕ ሰብ ግን ካብ ካልኦት ይማሃር ።” ኦቶቫን ቢስማርክ
ንፖሊሲ ዝርርባትን ናይ ህዝቢ ትግራይ ማሕበራውን ቁጠባውን ዓቅሚ ብዝሓሸ መልክዑ ንምህናጽ መሕቆፊ ንምድላው ተሪር ሰረት ዘለዎ ካብ ካልኦት ብተመሳሳሊ መስካሕካሓይ ብዝኮነ ኲናት ሓሊፎም ዕዉት ዝኮነ ናይ ቁጠባ ሕውየት ዝገበሩ ሃገራት ክምዕብል ይኽእል እዩ። እዚ ፕሮጀክት ካብ ካልኦት ልምድታት፣ ትምህርትታትን ቤንችማርኪንግ ብምብጋስ ቁጠባ ትግራይ ብዝሐሸ መልክዑ መሊስካ ንምህናፅ ዝጠቅሙ ስልጠናን ትልምታትን ኣብ ምፍላይ ይርከብ።

3. ሰጋር ስኮላርሺፕ
“ንሓደ ሰብ ዓሳ እንተሂብካዮ ንሓንቲ መዓልቲ ትምግቦ፤ ምስጋር ዓሳ እንተዳኣ ኣምሂርካዮ ግን ዕድመ ልክዑ ትምግቦ።” ላኦዚ
ዓላማ ናይዚ ፕሮጀክት መናእሰይ ትግራይ ናይሓፂርን ነዊሕን ነፃ ናይ ትምህርቲ (ስኮላርሺፕ) ዕድላትን ስልጠናታትን ንኽረኽቡ ናይ ምኽርን መረዳእታን ግልጋሎታት ብምሃብ ናይቲ ክልል ናይ ሓይሊ ሰብ ዓቅሚ ንምዕባይ እዩ።ትኩሳት ዜናታትን ምልክታታትን
ትምኒተይ ንትግራይ
“ ታይ ዓይነት ሰብ ምዃንካ ንክነግረካ ናይቀፃሊ ራእይኻ ንገረኒ ” — ፍሬድ ፖላክ
ኣብ ዝኮነ ክፋል ዓለም ዝራእኹሞም ወይድማ ዘጋጠሙኹም ነገራት ኣብ ትግራይ ንኽፍፀሙ ትምነይዎ ይህልዉዶ ይኾኑ? “ እዚ ፈፂሙ ኣብ ትግራይ ከጋጥም የብሉን” ዝበልኩሞም ዝትዓዘብኩሞም ኩነታት ኣለዉዶ? ንትግራይ እንታይ ትምነየላ/ትምነዪላ? ማሕበራውን ቁጠባዊን ዕብየት? ፅርየት ዘለዎ ትምህርትን ናይ ጥዕና ግልጋሎትን ንኹሉ ነባራይ? ናይ ሓድነት ስምዒት ዘለዎ ተሪርን ንቁሕን ማሕበረሰብ? ብናይ እግሪ መጕዓዝያ ብፀሓይ ፓነላት ዝተሓፀሩ መንገድታት? ብ10 ዕፅፊ ዝበለፀ ውፅኢታዊ ዝኾነ ናይ ሕርሻ ልምዓታት? ንኹሉ ማሕበረሰብ ናይፅሩይ ዝስተማይ ኣአቅርቦት ንመሰረታዊ ድልየታት ንምምላእ? መናእሰይ ክእለቶም ንከማዕብሉ ዕድላት፣ ሰላምን ምርግጋእን?
ኣብ ትግራይ እዚ ነገር እዚ ክረአ ይምነ እየ እትብሉዎ፣ ዝረኣይዎ ወይ ድማ ዝሓሰብዎ ይንገሩና እሞ ምሳና ብምትሕግጋዝ ሓቢርና ብምስራሕ ኣብትግራይ ለውጢ ንምምፃእ ሓቢርና መንገዲ ንኣልሽ።ቆልዑ ትግራይ
“ንደቅና ግርማ ሞገስ ዘለዎ ንተስፋ ዝተመልኦን ቀጻላይ ግዜ ክነመቻችወሎም ሓላፍነት ኣለና ” — ጆርጅዮ ናፖሊታኖ
ቆልዑ ትግራይ ፅርየት ዘለዎ ሂወት ዝመርሑሉ፣ ፅርየት ዘለዎ ትምህርቲ ዝረኽቡሉ፣ ፅርየት ዘለዎ ናይ ጥዕናግልጋሎት ዝረኽቡሉ፣ ዓቅሞም ዘዕብይሉ ዘተኣማምን ንዝተረጋግአን ባይታ ይግበኦም። ነዞም ህፃናት እዚኦም ዝሐሸ ዓለም ንምፍጣር ሓቢርና ንስራሕ።
Share your ideas for creating a better world for our children!

ታሕጓስ
“መምህር ኣብ ዘለኣለማውነት ወሳንነት ኣለዎ። ተሰማዕነቱ ኣበይ ጠጠው ከምዝብል ድማ ፍጹም ኣይዛረብን። ” — ሄንሪ ኣዳምስ
ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ዝተጎድኡ መምህራን ድሕንነት ንምሕላውን ንምዕባይን ዝዓለመ ትልሚ መርሃ-ግብሪ እዩ። ዕላማና መምህራን ኣብ ዉልቆምን ሞያዊ ህይወቶምን ልዑል ዝኾነ ምልዕዓል፣ ኣኽብሮትን ታሕጓስን ንኽረኸቡ ብምስራሕ ናይምምሃር ንምስትምሃርን ከይዲ ምፍጣር እዩ።
Share your ideas for creating happy teachers in Tigray !