+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ሓልዮት ንሰብሞያ ጥዕናን ትምህርትን

ሓቢርና ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ግዘ ዳግማይ ህን ት ክንገብር ንኽእል ኢና


ከመይ ይሰርሕ?

    • ድልየት ሰብሞያ ጥዕና ምምላእን ብዝበለፀ ኩነታት ቴክኒካዊ ዓቅሞም ምህናፁ ምርግጋፅ ነቲ ማሕበረሰብ ዝሓሸን ንኹሉ ሓቛፋይን መልሲ ንምሃብ ብጣዕሚ አድላዪ እዩ።
  • ብሰንኪ ኲናት ዝተጎድኡ ተምሃሮ ንምምሃር ናይ መምህራን ድልየት ንኽማላእን ቴክኒካዊ ብቅዓት ንክዓቢ ምግባርን እውን ኣብ ትግራይ ንናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምቅልጣፍ ወሳኒ እዩ።
  • በዚ ፕሮጀክት እዚ ንሰብ ሞያ ጥዕናን መምህራንን ድጋፍዝህቡ ፕሮጀክትታት ብምድላውን ብምትግባርን አብ ናይ ሰርዓተ ጥዕናን ትምህርትን ምሕጋዝ ይሰርሕ።
    ሓቢርና ንሰርሐሎም ሓሳባት እንተዳኣ ሃልይዎም በይዘኦም የካፍሉና።
     

እንሰርሖም ስራሓውቲ


ሀ) እቲ ኲናት ኣብልዕሊ ሰብሞያጥዕናን መምህራን ንዘስዓቦ ጉድኣት  መፅናዕትን ኩነታዊ መብራህርሂን ምክያድ።
 

ለ) ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ጥዕናን ትምህርትን ናይ ሓልዮትን ክእለት ድልየታትን ምፍላይ።

    ሐ) ሃንደበታዊ ዝኾነ ናይቲ ማሕበረሰብ ናይ ጥዕናን ትምህርትን ድልየታት ምፅናዕ።
 
    መ) ንሓልዮት ዝህቡ ሓልዮት ንምሃብ ዝተሓሰቡ ኢድኣእታውነት ምሕንፃፅ ወይድማ ንድፊ ምንዳፍ።


ሠ) ናይቲ ማሕበረሰብ ነባርን ብሰንኪ ኲናት ዝተፈጠሩ ሓደሽቲ ድልየታትን ንምትእንጋድ ብዘኽእሎም ኩነታት ናይ ጥዕናን ትምህርትን ግልጋሎት ሰራሕተኛታትን ዓቅሚ ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ናይ ዓቅሚ ምህናፅ  ፕሮጀክትታት ንድፊምውፃእን ምፍፃምን።

 





“ክንድምንታይ ሰሪሕካ ዘይኮነስ ክንደየናይ ፍቕሪ ነቲ ስራሕ ኣውዒልካ እዩ”

ኣበርክቶኻ ከመይ ምሃብ ትኽእል?

ናይ ንዋት ሓገዝ ምግባር


ምሕዝነት ምፍጣር


ሞያዊ ድጋፍ ምሃብ


ናይ ኣድቮኬሲ ስራሓውቲ ምክያድ