+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ሓቂ ሰረት ነፃ ዝኮነ ንሓገዝ ዝውዕል ናይ ስልኪ መስመር ናይ ምትእትታው ስራሓውቱ ወጊኑ
ዜናታት ሓቂ

HAQI Foundation ሓቂ ሰረት ካብ ነፃ ዝኮነ ናይ ሓገዝ መስመር ናይምትእትታው ስራሓውቱ ወጊኑ። እዚ ናይ ሓገዝ መስመር እዚ ኣብ ትግራይ ናይ ስነልቦናዊ ደገፍ ንዝደልዩ ወገናት ክሕግዝ እዩ። ወገናት ካብ ዝኮነ ክፋል ናይ ትግራይ ስልኪ ብምድዋል ግልጋሎት ክረኽቡ ይኽእሉ። ኣብዚ ግልጋሎት እዚ ከም ነፃ ናይ ምክሪ ኣገልግሎት፣ ንዝለዓለ ናይ ሕክምናዊ ክትትል ንዝጠልቡ ናይ ስነልቦናዊ ፀገማት ምንፃርን ክትትል ንምግባርን ዝሕግዙ ግልጋሎታት ዘጠቃለለ እዩ። በዚ ቅልጡፍ መንገዲ ድማ ነቲ ኣብ ማሕበረሰብና ዘጓነፈ ከቢድ ፀገም ንምፍታሕ ይሕግዝ።

# ብሓባር ካብቲ ዝበፀሐና ማህሰይቲ ንድሓን  #ብጥበብ ምድሓን


 

in News