ዘንብብ ይዕንብብ ለካ 5, 2024 ትምህርቲ ንዕብየት ሓንቲ ሃገርን ምምዕባል ሕ/ሰባዊ ለውጥን ኣዝዮም ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ነገራት እቲ ቀንድን ወሳናይ ተራ ዝፃወትን ዓውዲ እዩ፡፡ ሎሚ ሎሚ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ዓለም ወለዶታት እናተቐባበሉ ኣብ ዓብዪ ብርኪ ዘብፅሑዎ ቁጠባ፣ ፖለቲካ፣ ቴክኖሎጂ ከምኡ ‘ውን ማሕበረሰባዊ ለውጢ መሰረቱ... Blogs and Stories haqi ተወሳኺ የንብቡ
ዕውት ዛንታ ኣብ ምጥፋእ ፅዕንዕንታ ታሕ 8, 2023 ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ፀገማት ኣእምሮ 13% ካብ ዓለማዊ ፆር ሕማማት ክሕዝ ምዃኑ ይግምት። ጥዕና ኣእምሮን ተዛመድቲ ጉዳያትን ናይ ምቕራብን ምፍታሕን ቡዝሕ ኣገባባት ኣለዉ፣ ሓደ ካብኣቶም ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ካብ ዌብሳይትን ኦንላይን መድረኻትን ክሳብ ስማርትፎናት ምጥቃምን ቴሌፎንን ሞባይልን ኣፕሊኬሽናት ካብ ነዊሕ ... ተወሳኺ የንብቡ
ትምኒተይ ንትግራይ ሕዳ 6, 2023 ገለ ሰባት ትግራይ ዓድና ከም እስራኤል ክትከውን ኣለዋ ክብለ እሰምዕ እየ። እሂን ምሂን ዝብል ቃል ወለድና ካብ ቀደም ጀሚሮም ይጥቀሙላ እዮም። ብስፊሑ ዝጥቀሙላ ድማ ካብ ምሁራት ትግራዋይ ፕሮፌስር ገሊውድዮስ ኣርኣያ እዮም። ፕሮፌስር ገሊውድዮስ “consensus politics” ኢሎም ብዙሕ ግዜ ተንቲኖምዎ እዮም። እ... ተወሳኺ የንብቡ
ርሑስ በዓል መምህራን ንመምህራን ትግራይ ግን 24, 2023 ኣብ ትግራይ ዳግመ ህንፀትን ምሕዳስን ትምህርቲ ኣብ ግምት ብምእታው ልባዊ ትምኒተይ ናብቶም መፃኢ ክልልና ኣብ ምቕራፅ ወሳኒ ግደዝፃወቱ መምህራን ትግራይ ይብፃሕ። እዞም ብሰንኪ መስካሕክሒኲናት ትግራይ ዝተፀገሙ መምህራን ብዘለዎም ተወፋይነትን ፅንዓትን ደገፍን ኣፍልጦን ይግበኦም። ንመምህራን ትግራይ ዘለኒ ትምኒት እነ... ተወሳኺ የንብቡ
ደቂ ትግራይ ግን 24, 2023 ድሕሪ ሳዕቤን እቲ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ኣዕናዊ ኲናት፤ንደቂ ትግራይ ብሩህ መፃኢ ብምሕሳብ ዓᎁቕ ትምኒትና ዙርያ መለሽ ህይወቶም ልዕል ዘብልን ኩለንተናዊ ምዕባለኦም ዘዕቢ መዕበዪ ሃዋህው ምፍጣር ዘማእከለ እዩ። እዚ ትምኒት እዚ ንህፃናት ኣብ ዓለምና ዝበለፁ ነገራት ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ቁስሎም ንምፍዋስ፡ ዕድላት ንምሃብ... ተወሳኺ የንብቡ
ትምኒተይ ንትግራይ ግን 24, 2023 ዘይተኣደነ ዓቕሚ ዘለዎ ክልል ትግራይ ብሩህ መፃኢ ኣብ ምሕሳብ ሸውዓተ ወሰንቲ ባህግታት ዘጠቃለሉ እዮም። ዘላቒ ማሕበራውን ቁጠባውን ልምዓት፣ ተበፃሕነት ፅሬት ዘለዎ ትምህርትን ክንክን ጥዕናን፣ ሓያልን ንኹሉ ዝሓቁፍን ማሕበረሰብ፣ ዘላቒ መሰረተ ልምዓት፣ ልዑል ኣፍራይነት ዘለዎ ኣሰራርሓ ሕርሻ፣ ተበፃሕነት ንፅሩይ ማ... ተወሳኺ የንብቡ