+251924381169  info@haqi.org
Follow us

ሓቂ ዌቢናር
ሓቂ ሰረት


ዌቢናር

ሓቂሰረት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዝተፈላለዩ ኣባላት ኣለዉዎ። ብ ናይ ጎርጎሮሳውያን ኣቆፃፅራ ብዕለት5 ጥሪ 2023 ዓ/ም እቲ ጉጅለ ምስ ካብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ፈላማይ ዓለም ለኻዊ ዋዕላ ኣሳሊጡ እዩ። ኣብቲ ዋዕላ እቲ ጉጅለ ኣብ ውሽጢ ዓድን ደገን ምስ ዘለው ኣባላት ብዛዕባ ኣብ ኸይዲ ዘለዉ ዝተፈላለዩ  ናይ ፕሮጀክት ሓሳባት ዘተ ኣካይዱ እዩ።

Zoom link: https://us06web.zoom.us/j/87249068847?pwd=UzlsNjVLVFpzSGU1czVIVndnczNSQT09
Meeting ID: 872 4906 8847
Passcode: 693306


ሓቂ